August 13, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንፍልይቲ ልእኽቲ ግዝያዊ ፕረዚደንት ግብጺ ኣዘራሪቡ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡
ንፍልይቲ ልእኽቲ ግዝያዊ
ፕረዚደንት ግብጺ ኣዘራሪቡ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡  ንፍልይቲ ልእኽቲ ግዝያዊ ፕረዚደንት ግብጺ ኣዘራሪቡ፣ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ። ንኣምባሳደር ሙና ዑመር – ፍልይቲ ልእኽቲ ግዝያዊ ፕረዚደንት ግብጺ። ብ13 ነሓሰ ኣብ ህንጻ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣምባሳደር ሙናን ኣብ ርክቦም። ግብጺ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብቐንዱ ድማ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ክትጻወቶ ብዛዕባ ዝግባእ ተራ፡ ከምኡ’ውን ህልው ዘቤታዊ ኩነታት ግብጺ ዘትዮም፣

ኣምባሳደር ሙና ዑመር ድሕሪ’ቲ ርክብ ንኤሪና ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ። ግብጺ ፍታሕ ዘድልዮ ሽግራት’ኳ እንተለዋ፡ እቲ ጉዳይ ብሰንኪ ማዕከናት ዜና ዘይመልክዑ ይሕዝ ምህላው ብምጥቃስ። ተራ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምፍታሕ ህልው ዘቤታዊ ኩነታት ግብጺ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ገሊጻ፣

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

President Isaias receives message from Kenyan...

Messages of congratulations

Press Statement – Issue is not the lifting...

Joint Statement of the Bahr Dar Meeting Between...

President Isaias Afwerki on working visit to...

Interview of President Isaias Afwerki with...