February 1, 2014

ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክካየድ’ዩ

ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል
ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክካየድ’ዩ

ጽንብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክካየድ’ዩ

ጽንብል መበል 24 ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል 2014፡ ኣብ ድርኲኺት ትስፍው መድረኽ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 7 ክሳብ 9 ለካቲት ክካየድ ምዃኑ፡ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓቢሩ። ነቲ ጽንብል ንምድማቕ ዝተፈላለያ ኮሚተታት ቈይመን ንጥፈታተን ከሰላስላ ምጽንሐንን ኣብ ደረጃ ምጽፋፍ ከምዝርከባን፡ እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ወሲኹ ኣረዲኡ። PDF

Eritrea participate at The Red Sea nations...

Switzerland partners with UNDP to support Eritrea...

العربية للطيران تضيف “ارتيريا” إلى...

Foreign Minister Outlines Eritrea’s Achievement...

ENT Diagnostic and Operation Centre Inaugurates

“Eritrea’s Anti-Corruption Experience” ...