May 30, 2011

ጽንብል ናጽነት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብኽብ ዝበለ ማዕርግ ተኸቢሩ

ጽንብል ናጽነት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብኽብ ዝበለ ማዕርግ ተኸቢሩ

ጽንብል መበል 20 ዓመት ናጽነት። “ውሁድ ቅኒት… ንሃገራዊ ክብረት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ – ብድምቀት ተኸቢሩ፣ እቲ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ደቡብ ኣፍሪቃ ከምኡ’ውን ካብ ቦትስዋና። ናሚብያ። ዚምባብወ። ኣንጎላን ሞዛምቢክን ዝመጹ ዜጋታትን ዕዱማት ኣጋይሽን ጽንብል ናጽነት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብኽብ ዝበለ ማዕርግ ተኸቢሩ ዝተሳተፍዎ። ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ዝተኻየደ ምዕሩግ ስነ-ስርዓት።

ካብ ኤርትራ ብዝኸደት ጉጅለ ባህሊ ቀይሕ መሬት ዝያዳ ማዕሪጉ ምንባሩ። ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ፣ ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር ኣብ ዘስመዖ ቃል። ዝሓለፋ 20 ዓመታት ናጽነት ናይ ሓበን ዓመታት ምንባረን ጠቒሱ። “ጽንብል ናጽነት ኤርትራ። ድልድልትን ብልጽግትን ሃገር ንምህናጽ መብጽዓና እንሐድሰሉ ኣጋጣሚ’ዩ” ክብል ኣብሪሁ፣ ኣብ’ቲ ብኣሳታፊ መደባት ማዕሪጉ ዝነበረ ጽንብል።

ሰበ-ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃን ዲፕሎማሰኛታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተሳቲፎም ነይሮም፣

Interview with President Isaias Afwerki

President Isaias Leaves for Egypt

Mohamed bin Zayed receives President of Eritrea

Eritrea 2017 in Review  – Part I

President Isaias Receives Credentials of Six...

الإيقاد .. الوجه الآخر للنظام الإثيوبى .. هل...