April 6, 2016

ጉጅለ ሽግለታ ኤርትራውያን ንሓቅን ሰላምን ፍትርሕን ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማታት ኪል ፡ሃቦርግ፡ ሃኖቮር፡ካስል ኣቢሎም ኣብ ጊስን፡ ብዕለት 04.04.2015 ኣብ ዝበጽሕሉ

ጉጅለ ሽግለታ ኤርትራውያን ንሓቅን ሰላምን ፍትርሕን ብድሕሪ 1700 ኪ/ሜ ዝንውሓቱ ዝሸፈነ ጉዕዞ ካብ ከተማ ዮቶቦሪ ሃገረ ስዊዲን እተበገሰ ፡ ንሃገረ ጀርመን ከተማታት ኪል ፡ሃቦርግ፡ ሃኖቮር፡
ካስል ኣቢሎም ኣብ ጊስን፡ ብዕለት 04.04.2015 ጉዕዞኦም ብሰላም ዝበጽሕሉ ካብ ተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ኤርትራውያን ኣፍቀርቲ ሃገሮም ኣብ ማእከል ከተማ ጊስን ባንዴራ ሃገሮም እናምበልበሉ ብዉዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ተቐበልዎም። picasaweb.google.com

Minister Osman met and held talks with F.M of...

23rd Meeting of the Intergovernmental Committee of...

Welcoming remarks by H.E. Osman Saleh, Minister of...

Statement at the Workshop on Popularization of...

Foreign Minister Osman Saleh Statement at...

Statement Delivered by H.E. Ms. Sophia...