November 4, 2013

ጀርመን፡ ኣባላት ህግደፍ ክብርታት ኣብ መንእሰያት ንምስራጽ ብዝለዓለ ከምዝነጥፉ ኣረጋጊጾም

ጀርመን፡ ኣባላት ህግደፍ ክብርታት ኣብ መንእሰያት ንምስራጽ
ብዝለዓለ ከምዝነጥፉ ኣረጋጊጾም

ጀርመን፡ ኣባላት ህግደፍ ክብርታት ኣብ መንእሰያት ንምስራጽ ብዝለዓለ ከምዝነጥፉ ኣረጋጊጾምኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ማእከል ጀርመን፡ ሃገራዊ ክብርታት ኣብ መንእሰያት ንምስራጽን ተሳትፎኦም ኣብ ሃገራዊ መደባት ልምዓት ንምዕዛዝን ጻዕርታቶም ከምዘሐይሉ ኣረጋጊጾም። “ውዳበና ምስጢር ዓወትና” ብዝብል ቴማ ብ27 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ማንሃይም ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ዮውሃንስ ወልዱ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርን ብህዝብን መንግስትን ኩነታት ሃገርን ብህዝብን መንግስትን ዝሰላሰሉ ዘለዉ መደባት ልምዓትን ህንጸትን ኣመልኪቱ ንተሳተፍቲ ህንጸትን ኣመልኪቱ ንተሳተፍቲ. PDF

Witness some of themost unique & fabulous...

Press Statement – Eritrea Festival 22-23...

ፌስትቫል ኤርትራ ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ...

ኣስመራ፣ ከተማ ሕልምታት – Asmara: City of Dreams

Föderation für Weltfrieden – Universal...

President Isaias Holds Talks with PRC Communist...