March 31, 2015

ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂያዊ መጽናዕትታት ኤርትራ፡ ንግብጻውያን ዲፕሎማሰኛታትን ምሁራትን ንፖሊሲ ኤርትራ ዘብርህ ኣስተምህሮ ሂቡ

ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂያዊ መጽናዕትታት ኤርትራ፡ ንግብጻውያን ዲፕሎማሰኛታትን
ምሁራትን ንፖሊሲ ኤርትራ ዘብርህ ኣስተምህሮ ሂቡ

ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂያዊ መጽናዕትታት ኤርትራ፡ ንግብጻውያን ዲፕሎማሰኛታትን ምሁራትን ንፖሊሲ ኤርትራ ዘብርህ ኣስተምህሮ ሂቡ

ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ዶክተር ኣሕመድ ዳሕሊ፡ ንግብጻውያን ዲፕሎማሰኛታት፡ ምሁራትን ተመራመርትን ንፖሊሲ ኤርትራ
ኣብ ውሽጣውን ግዳማውን ጉዳያት ዝምልከት ኣስተምህሮ ሂቡ።

ኣብ’ቲ ብ24 መጋቢት ኣብ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ማእከል ስትራተጂያዊ መጽናዕቲ

‘ኣልኣህራም’ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ዶክተር ዳሕሊ፡ ንታሪኽ ኤርትራ ካብ 1890 ክሳብ 1991፡ ሓያላን ሃገራት ብቐንዱ ድማ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸመቶ ታሪኻዊ በደልን ሓያል መኸተ ህዝቢ ኤርትራን፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝተመንዝዐ መሰሉ ንናጽነት ንምምላስ ንዘካየዶ ቃልስን ዝኸፈሎ ረዚን ዋጋን ከምኡ’ውን ብዙሕነት ህዝቢ ኤርትራን ኣብ መንጐኡ ዘሎ ስኒትን ምንብባርን ብሰፊሑ ገሊጹ።

ዶክተር ዳሕሊ ወሲኹ፡ ብምስምስ “ዶባዊ ምስሕሓብ” ልኡላውነት ኤርትራ ንምድፋርን ንኤርትራ ዳግም ንምጒባጥን ንወያነ ቅድሚት ሰሪዕካ ንዝተፈጸመ ወራር፡ ድሕሪኡ
ዝሰዓበ ኩሉመዳያዊ ሽርሕታትን ንኤርትራ ንምጽላም ክካየድ ዝጸንሐ ዘመተን ዝምልከት ዝርዝራዊ መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ እዚ’ውን ብሓያል መኸተ ህዝቢ ኤርትራን ልቦና መሪሕነቱን በብመድረኹ ከምዝፈሸለን ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ እናተጋህደ ከምዝመጸን ኣብሪሁ። ኣብ መወዳእታ ዶክተር ኣሕመድ ዳሕሊ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት
ነቲ 13 ዓመታት ዘቚጸረ ባዕሉ ዘውሓሶ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ኮሚሽን ዶብ ጥሒሱ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ጐቢጡ ዘሎ ስርዓት ወያነ ኣብ ክንዲ ዝቐጽዕ፡
ጭብጢ ብዘይብሉ ናይ ሓሶት ክስታት ንኤርትራ ብምውንጃል እገዳ ከምዘጽደቐ፡ እዚ ድማ ኣንጻር ቻርተሩን ዝቘመሉ መትከላትን ስለዝኾነ፡ ክለዓል ከምዝግባእ

A Question of Expertise: Some thoughts on Eritrea...

Eritrean Delegation in Khartoum

Eritrea participates at 37th AU Council of...

President Isaias returns home concluding working...

Electricity and Youth Empowerment: Eritrea’s...

Somali president returns home concluding two-day...