February 21, 2013

ዝምልከት ኣዋጅ ቊጽሪ 173/2013 ኣውጺኡ።

ዝምልከት ኣዋጅ ቊጽሪ 173/2013 ኣውጺኡ።

 ዝምልከት ኣዋጅ ቊጽሪ 173/2013 ኣውጺኡ።

መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሎሚ 20 ለካቲት 2013 ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ንባጤራ ወጻኢ ዝምልከት ኣዋጅ ቊጽሪ 173/2013 ኣውጺኡ።

እዚ ኣዋጅ’ዚ፣ ብባጤራ ወጻኢ ሕሳባት ንምኽፋት፤ ንኣከፋፍላ ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ዝካየዱ ንግዳዊ ትውጊታትን ዝእተዉ ውዕላትን፤ ንምሕዋልን ንምሽራፍን ባጤራ፤ ከምኡ’ውን ንምምዝጋብ ትሕዝቶ ገንዘብ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣትዉን ካብ ኤርትራ ዝወጹን ገያሾ ዝምልከቱ ጉዳያት የጠቓልል።

በዚ መሰረት፣ ንተመሳሰልቲ ጉዳያት ክስራሓሎም ዝጸንሐ ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 101/2005ን ንዕኡ ንምምሕያሽ ዝወጸ ሕጋዊ ምልክታ ቊጽሪ 102/2005ን በዚ ኣዋጅ’ዚ ተሰሪዞምን ተተኪኦምን ኣለዉ።

***** ኣ.ዜ.ኤ ****

Activities of Eritrean Nationals in the Diaspora

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 2 ቀዳማይ ምዕራፍ፣ ጥልያን...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ቀዳማይ ክፋል ህርፋን 1

President Isaias’ speech in connection with the...

Eritrean nationals celebrate Independence Day...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ