February 16, 2013

ውድድር ‘ፈንቅል ቻለንጅ’ ተጀሚሩ፤ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ወጺኣ።

ውድድር ‘ፈንቅል ቻለንጅ’ ተጀሚሩ፤ ሃገራዊት
ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ወጺኣ።

ውድድር ‘ፈንቅል ቻለንጅ’ ተጀሚሩ፤ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ወጺኣ።

ኤርትራ ካብ 16 ክሳብ 24 ለካቲት እተአንግዶ ኣህጉራዊ መልክዒታት ዘማልአ ሰለስተ ውድድራት ቅድድም ብሽክለታ፣ ሎሚ ካብ ሕርጊጎ ናብ ጊንዳዕ ብዝተኻየደ ፈላሚ መድረኽ ተጀሚሩ።

ኣብ’ዚ ብ‘ፈንቅል ቻለንጅ’ ዝፍለጥን ሓሙሽተ ሃገራት ዝሳተፍኦ ዘለዋ ውድድርን፣ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣብ ዝተኻየደ 78 ኪሎ-ሜተር ዝሸፈነ ውድድር፣ ተቐዳደምቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 9 ብምውጻእ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቦም።

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

ብዛዕባ ናይ ሎሚ ውድድርን ውጽኢቱን ሓበሬታ፣ ነቲ ውድድር ካብ ዝከታተሉ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ስፖርት – ንጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ብቴለፎን ረኺብናዮ ኣሎና።

  • ከመይ ውዒልካ ክብርኣብ? እዚ ሎሚ ዝተኻየደ ካብ ሕርጊጎ ናብ ግንዳዕ 78 ኪሎ-ሜተር ዝሸፈነ ውድድር፣ ካብ ምጅማሩ ክሳብ ምዝዛሙ ዝነበረ ኣሰላልፋ ጋንታታትን ዝተረኽበ ውጽኢትን ከመይ ነይሩ?
  • ተወዳዳርነት ናይተን ዕዱማት ሃገራት ከመይ ነይሩ? ምናልባት ፍሉይ ብቕዓት ዘለዎ ተቐዳዳማይ እንተነይሩ?
  • ኣብ ደንጎሎ ላዕላይ ዝተኻየደ ናይ ዓቐብ ውድድርከ ከመይ ነይሩ? ኣልጀርያዊ ዓብደልኑር ያሚ ሳልሳይ ምውጽኡ…..ከም ጋዜጠኛ ስፖርት ከመይ ትትንትኖ?
  • ኣብ ኣወዳድባ ክትብሎ እትደሊ እንተሎ ክብርኣብ….. ማለት ኣብ ኣሰራርዓ መኻይን? ቀዳማይ ረድኤት? ምቕያር ብሽክለታታት……ወዘተ

Activities of Eritrean Nationals in the Diaspora

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 2 ቀዳማይ ምዕራፍ፣ ጥልያን...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ቀዳማይ ክፋል ህርፋን 1

President Isaias’ speech in connection with the...

Eritrean nationals celebrate Independence Day...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ