September 12, 2013

“ወደባትን ማርሳታትን ንምስፋሕን ንምሕዳስን ዘኽእል ውጥን ተዳልዩ ኣሎ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

“ወደባትን ማርሳታትን ንምስፋሕን ንምሕዳስን ዘኽእል
ውጥን ተዳልዩ ኣሎ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

“ወደባትን ማርሳታትን ንምስፋሕን ንምሕዳስን ዘኽእል ውጥን ተዳልዩ ኣሎ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ 6-8 መስከረም ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ሰፊሕ ቃለ-መሕትት ከምዘካየደ ይፍለጥ። ናይዚ 2ይ ክፋል ኣብ ናይ ትማሊ ሕታምና ኣቕሪብናልኩም ኔርና። ሳልሳይ ክፋሉ ድማ ጥዑምዝጊ ተስፋይ ጸሚቑ ቀሪብልኩም ኣሎ ሰናይ ንባብ፦ሕራይ ክቡር ፕረዚደንት ኣብ ናይ ትሕተ ቅርጺ፡ ብፍላይ ከኣ ናይ ጽርግያ መርበባት፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዙሕ ስርሓት ክካየድ ጸኒሑ’ሎ። ሕጂ’ውን ናይ ቀረባን ርሑቕን ዓበይቲ መደባት ህንጻ – ጽርግያ ይኹን ናይ ሓዲታት ኣብ ሃገራዊ ማስተር ፕላን ተሳኢሉ’ዩ ዘሎ። እዚ ብዙሕ ወጻኢታት ዝሓትት መደባት’ዚ ብኸመይ’ዩ ክትግበር? ነዚ ንምትግባር ዘቤታ ዓቕሚ ኣሎ ድዩ? ተኽእሎ ናይ ምወላኸ ክሳብ ክንደይ’ዩ?

Read the full PDF here

Activities of Eritrean Nationals in the Diaspora

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 2 ቀዳማይ ምዕራፍ፣ ጥልያን...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ቀዳማይ ክፋል ህርፋን 1

President Isaias’ speech in connection with the...

Eritrean nationals celebrate Independence Day...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ