August 15, 2011

ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ከምዝኾነ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ገሊጹ።

ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ከምዝኾነ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ገሊጹ።

ወኪል ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ “ክሓብእዎ’ዮም ዝፍትኑ ዘለዉ’ምበር ኣብ ኤርትራ ዓጸቦ’ሎ” ክትብል ብ11 ነሓሰ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ከምዝኾነ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ገሊጹ።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ናይ 15 ነሓሰ መግለጺኡ፣ እቲ መግለጺ ወኪል ኣመሪካ፣ ኤርትራ ምስ ኩሉ’ቲ ልምዓታ ንምሕናቕ ዘንቀደ ሸርሕታት፣ ኣብ መስርዕ ተመጽወትቲ ክትኣቱ ዘይምኽኣላ ኣዕሪግዎ ንዘሎ ጭንቀትን ሻቕሎትን ዘመልክት ከምዝኾነ ኣነጺሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ድሕሪ ዜና ክቐርብ’ዩ።

****** ኣ.ዜ.ኤ *****

5th YPFDJ Conference in Saudi Arabia concludes

Sixteen years of unbridled violence and defiance

Cabinet of Ministers holds meeting

14th YPFDJ Conference concludes

14th YPFDJ conference in Europe underway

ሓርበኛ ድንጉስ ኣረይ፡ ኣብ መበል 103 ዓመት...