June 25, 2012

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ ኮይኑ ናብ ዝተመርጸ ዶክተር መሓመድ ሙርሲ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ምሉእ ትሕዝቶኡ እንሆ፣-

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ ኮይኑ ናብ ዝተመርጸ ዶክተር መሓመድ ሙርሲ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ምሉእ ትሕዝቶኡ እንሆ፣-

“ናብ ክቡር ሓው ፕረዚደንት ዶክተር መሓመድ ሙርሲ – ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ።
ኣቐዲመ ሰላምታ አቕርበልካ፣

ብምቕጻል፣ ብስመይን ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራን፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ ኴንካ ብምምራጽካ ዮሃና እናበልኩ፣ ምሉእ ጥዕናን ተድላን፤ ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን እምነ።
በዚ ክቡር ኣጋጣሚ፣ ንህዝቢ ምስሪ ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምዉቕ ሰላምታን ንጹህ ዮሃናን እናቕረብኩ፣ ርግኣት፣ ስኒት፣ ብልጽግናን ምዕባለን ንህዝቢ ምስሪ እምነ።”

ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

Eritrean community festival in Germany

President Isaias encourages national cycling team

Cabinet of Ministers holds meeting

Senior delegation holds talks with Chad President

Eritrean delegation participates at TICAD...

National Association of Public Health Founding...