April 5, 2014

ኤርትራ ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ተሳቲፋ

ኤርትራ ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ተሳቲፋ

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ`ውን ቅድሚ ወርሒ ብወግዒ ተዓዲሙ ኔሩ`ዩ ኢሉ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ

 ኤርትራ ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ተሳቲፋ

 ኤርትራ ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ተሳቲፋ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ`ውን ቅድሚ ወርሒ ብወግዒ ተዓዲሙ ኔሩ`ዩ ኢሉ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኤርትራ ብምኽንያት ዘለዋ ሪኮርድ ሰብኣዊ መሰላት ናብቲ ዋዕላ ኣይተዓደመትን ዝብሉ ጸብጻባት ክጋውሑ ቀንዮም`ዮም። ኣምባሳደር ገራህቱ ግን እኳ`ድኣ ኣብ ሰለስቲኡ ኣኼባታት ተሳቲፋን ናታ ርእይቶ ኣፍሲሳ`ያ ይብል። ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ`ቲ ዋዕላ ኣይተሳተፈን። ንዕኡ ወኪሉ ዝተሳተፈ ሚንስተር ወጻኢ ዕስማን ሳልሕ`ዩ ይብል። ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ብዛዕባ፡ “ውሽጣዊ ሰነዳት ኢትዮጵያ”, ብዛዕባ ደቡብ ሱዳን ከምኡ`ውን ብዛዕባ ካልኦት ዛዕባታት ተሓቲቱ`ሎ። ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ

ጠውቑ፡ http://tigrigna.voanews.com/content/tigrigna/1886741.html*

وزير الإعلام الإرترى يمانى جبرميسكل لـ...

Interview with President Isaias Afwerki

President Isaias Leaves for Egypt

Mohamed bin Zayed receives President of Eritrea

Eritrea 2017 in Review  – Part I

President Isaias Receives Credentials of Six...