July 12, 2011

ኤርትራ ንሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ብወግዒ ፈሊጣታ።

ኤርትራ ንሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ብወግዒ ፈሊጣታ።

ሃገረ ኤርትራ ንሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ከም ነጻን ልኡላዊትን ሃገር ብወግዒ ፈሊጣታ።

በዚ መሰረት ክልቲኣን ሃገራት ኣምባሳደራት ክለዋወጣ ሎሚ ኣብ ኳሊቲ ሆቴል ከተማ ጁባ ስምምዕ ከቲመን።

ነቲ ስምምዕ ብወገን ኤርትራ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብወገን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ድማ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻእን ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝን ሚስተር ዴንግ ኣሎር ክታሞም ኣንቢሮምሉ።

ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ብ9 ሓምለ 2011 ብወግዒ ከምእተኣወጀት ይፍለጥ።

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

Ethiopian Airlines resumes flight to Asmara

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias