May 7, 2011

ኣገልግሎት ፖስታ ኤርትራ፣ ንዝኽሪ መበል 20 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ቴምብር ኣሕቲሙ።

ኣገልግሎት ፖስታ ኤርትራ፣ ንዝኽሪ መበል 20 ዓመት መዓልቲ ናጽነት፣ ንታሪኽን ሓድነትን ህዝቢ ኤርትራ ዘንጸባርቑ ሰለስተ ዓይነት ሓደስቲ ቴምብር ከምዘሕተመ ሓቢሩ።

እቲ ቴምብር፣ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ዓመታት ንዝተኻየደ ኩሉ መዳያዊ መደባት ህንጸትን መኸተን ዘንጸባርቕን ንብሩህ መጻኢ ዝእምትን ኮይኑ’ዩ ተዳልዩ ዘሎ።

እዚ ብምኽንያት መበል 20 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ተሓቲሙ ዘሎ 300 ሽሕ ሓባ ሓድሽ ቴምብር፣ ካብ 23 ግንቦት ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል ምዃኑ ክፍለጥ ተፈሊጡ።

***** ኣ.ዜ.ኤ. *****

Hirgigo power plant: Project worth over 98 Million...

Cabinet Ministers holds meeting

“Beyond Refugee Crisis and Human Tracking...

Engaging & Understanding the Horn of Africa...

Speech by H. E. Ambassador Hanna Simon, Permanent...

The Board of Directors of the African Development...