October 4, 2013

ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ተዛዚሙ

ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ተዛዚሙ

ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ተዛዚሙ

ብ1 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ኣስመራ ህንጻ ሃገር ዝተኸፍተ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ትማሊ ተዛዚሙ።
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ኣብ ናይ 1 ጥቅምቲ ርክቡ፡ ኣብ ቀዳማይ ዛዕባ ሰሪዑ ዝተመያየጠሉ ጉዳይ፡ ብፕረዚደንት
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቐረበ፡ ንቑጠባዊን ማሕበራዊን ዕብየት ኣብ 2014 ክትግበር ዝተወጠነ ሃገራዊ መደባት ልምዓት
ዘነጽር ወረቐት ስራሕ እዩ። ብድሕሪ’ዚ፡ ኣብ ጽላታዊ ፕሮግራማት ብምስጋር፡ ኣብ መደባት ስራሕ ሕርሻ፡ ሃብቲ ዓሳ፡
ህንጻ፡ ንግዲን ኢንዱስትሪን፡ መጓዓዝያን መራኸቢታትን ዘትዩ። ኣብ ናይ 2 ጥቅምቲ ርክቡ ድማ፡ ካቢነ፡ ፈለማ ንጉዳያት
መሬት ማይን ኣከባቢን ተመልኪቱ። በዚ መሰረት፡ ሰለስተ ርብዒ ዓመታዊ ገስጋስ
ስራሕ ናይቲ ጽላት ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብ ትግባረ ኣዋጅ መሬት፤ ምክፍፋል መሬት ብመዓላ፤ ፕሮጀክት ምክልኻል PDF

Hirgigo power plant: Project worth over 98 Million...

Cabinet Ministers holds meeting

“Beyond Refugee Crisis and Human Tracking...

Engaging & Understanding the Horn of Africa...

Speech by H. E. Ambassador Hanna Simon, Permanent...

The Board of Directors of the African Development...