ኣስመራ∶ ኪኖ ተፈላጥነት ከም ዓለማዊ ቅርሲ
ብዕለት 8.7.2017 ንታሪኻውን ዓለማውን ቅርስታት ዝፈልጥን ዝከታተልን ኣካል ዩኔስኮ∶ ንማእከል ከተማ ኣስመራ ከም ዓለማዊ ውርሻ ከምዘጽደቐ ይፍለጥ። እዚ ተፈላጥነት‘ዚ ንኹሉ ሃገራውን ደላይ ጽቡቕን ከምዘሐጎሶ ዘማትእ ኣይኮነን። ሓሳድን ወዲ/ጓል ሓሳድን ግን ኣይተሳእነን።ኣስመራ∶ እቲ ዝግብኣ ክብርን ቦታን ኢያ∶ በዚ ዓለማዊ ውድብ ተዋሂብዋ። ነዚ ዝጸዓተ ከኣ እቲ ዋናኣ ዝኾነ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከምዝኾነ ርዱእ ኢዩ። as PDF