June 22, 2011

ኒስተር ጸዓትን ማዕድንን፣ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ኣሚር ሃገረ ኩዌት ኣብጺሑ።

ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ፣ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣሚር ሃገረ ኩዌት ሼኽ ሰባሕ ኣልኣሕመድ ኣልጃብር ኣልሰባሕ ኣብጺሑ።

ኣብቲ ርክብ ብዘይካ’ዚ፣ ክልቲኦም ወገናት፣ ብዛዕባ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ብሰፊሑ ተመያዪጦም።

ብተመሳሳሊ፣ ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ፣ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ሱልጣን ዖማን ቓቡስ ቢን ስዒድ ኣብጺሑ።

***** ኣ.ዜ.ኤ *****

Ethiopian Airlines resumes flight to Asmara

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias