January 25, 2013

ተወሳኺ ብዛዕባ ሲ.ኣይ.ኤ – መጽሓፍ “Once Again About the CIA

ተወሳኺ ብዛዕባ ሲ.ኣይ.ኤ
መጽሓፍ “Once Again About the CIA

053መጽሓፍ “Once Again About the CIA”፡ (ተወሳኺ ብዛዕባ ሲ.ኣይ.ኤ) ብትካል ሓበሬታ ሕብረት ሶቬት ነበር (Novosti Press Agency) ኣብ 1988 ዝተሓትመት ኮይና ማእከላይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ – ሲ.ኣይ.ኤ ኣብ ግዜ ዝሑል ኲናት ኣብ መላእ ዓለም ንዘካየዶ ሸርሕታትን ቅንጸላን እተዘንቱ እያ። ትካል ሓበሬታ ኖቮስቲ፡ ኣብ 140 ሃገራት ዝተፈላለየ ጽሑፋት ብ45 ቋንቋታት ዝዝርግሕ ዝነበረ እዩ። ንገለ ክፋል ናይታ መጽሓፍ ማለት ንድሕረ-ባይታ ማእከላይ ወኪል ስለያ ኣመሪካን ኣብ ኣፍሪቃ ዘካየዶ ምስጢራዊ ኲናትን ድማ ጸሚቚና ነቕርበልኩም – ሰናይ ንባብ፦ |PDF|

العمل المتواصل – تعزيز للروح المعنوية نحو...

Commemoration of Operation Fenkil concludes

Commemoration of Operation Fenkil Opens

Dutch action is unwarranted and unacceptable

Interview: President Isaias on domestic issues

وزير الإعلام الإرترى يمانى جبرميسكل لـ...