May 1, 2011

ተሰነይ። ኣልማዕቲ ጀራዲን ንዕቤት ማሕበሮም ብዝለዓለ ክሰርሑ መዘኻኸሪ ይቐርብ

ኣብ ለሰታት ሩባ ጋሽ ብመስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልቲ። ፍረታትን ኣእካልን ዘልምዑ ሓረስቶት። ንዝያዳን ዝበለጸን ምህርትን ዕቤት ማሕበሮምን ብዝለዓለ ክሰርሑ። ኣማሓዳሪ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ኣቶ ተኽለብርሃን ገብረወልዲ ኣዘኻኺሩ፣ ኣቶ ተኽለብርሃን ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ’ቲ ማሕበር ኣብ ዘስምዖ ቃል። መስኖኣዊ ሕርሻ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ክመጽእ ከምዝጸንሐ ጠቒሱ። ውሑስ ጥንስን ሕርስን ብምርግጋጽ ኣብ ኣደታትን ህጻናትን ዘጋጥም መጠን ሞትን ስንክልናን ንምጕዳልን ህዝቢ ጥዕናኡ ንኽሕሉን ዘካይድዎ ጎስጓስ ብዝለዓለ ከምዝደፍኡሉ።

ወለንታውያን ሰራሕተኛታት ጥዕና ዓዲ ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ ገሊጾም፣ ኣብ’ቲ ንኣማሓደርትን ኮሚተ ጥዕና ከባቢ ዓሰርተ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድን ምምሕዳር ከባቢ ደሮቕ – ንኡስ ዞባ ከረንን ዝተዋህበ ኣስተምህሮ። ተሳተፍቲ ኣብ ስርሓም ሓጋዚ ዝኾነ ትምህርቲ ከምዝቐሰሙ ብምሕባር። ስርሖም ሕልናዊ ዕግበት ስለዝፈጥረሎም። ውሑስ ሂወት ዜጋታት ንምርግጋጽ ኣበርቲዖም ክሰርሑ ምዃኖም ኣረጋጊጾም፣ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ሓላፊ ጎስጓስን ሓበሬታን ኣቶ ተስፋኣለም ምስግና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ። ቀንዲ ዕላማ ኮሚቴ ጥዕና ከባቢ። ውሑስ ቀረብ ጽሩይ ማይ ምርግጋጽ፤ ምክትታልን ምቍጽጻርን ተመሓላለፍቲ ሕማማት፤ ግቡእ ኣጠቓቕማ ላሙስያ ብፍላይ ንኣደታትን ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህጻናትን ምርግጋጽ ከምዘጠቓልል ዓዲ ንዘሰላስልዎ ዘለዉ ስራሕ መጒሱ፣

ሓላፊ መሰረታዊ ክንክን ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሃ ብወገኑ። ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት’ውን ልዑል ምክትታልን ምቍጽጻርን ዝሓቱ ብምዃኖም። ሕብረተ- ሰብ ብሓፈሻ ወለንታውያን ሰራሕተኛታት ጥዕና ዓዲ ድማ ብፍላይ ኣብ ምግታኦም ክነጥፉ፤ ነፍሰ-ጾር ኣደታት ጥዕናአንን ጥዕና ዕሸለንን ንምድሓን። ብሰብ ሞያ ጥዕና ክሓርሳን ኮሚቴ ጥዕና ከባቢ ጸብጻቦም ኣብ እዋኑ ከቕርቡን ተላብዩ፣ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 1,600 ሄክታር ብኣስታት 150 ሓረስቶት ብመስኖኣዊ ኣገባብ ይለምዕ ምህላዉ ሓቢሩ፣

ኣብቲ ማሕበር ዝጸንሐ ዘይትካላዊ ኣሰራርሓን ኣተሓሕዛ ገንዘብን ንምዕባለኡ ሓሊኹዎ ምንባሩ ዘመልከተ ኣቶ ተኽለብርሃን። ሓረስቶት ብዓይነትን ብዝሕን ምህርቶም ንምዕባይ ኣበርቲዖም ክሰርሑ ጸዊዑ፣ ኣቦ-መንበር ማሕበር ተራድኦ ኣፍረይቲ ኣሕምልትን ፍረታትን
ንኡስ ዞባ ተሰነይ ኣቶ ዓንደመስቀል ገብረእየሱስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ። ርእሰ- ማል ማሕበር ካብዚ ሕጂ ዘለዎ 1.8 ሚልዮን ናቕፋ ክብ ንምባሉ ናይ ነፍሲ-ወከፍ ኣባል ጻዕሪ ከምዝሓትት ኣረዲኡ፣ ኣቶ ዓንደመስቀል ኣስዒቡ። ምርባሕን ምስባሕን ጥሪት ከምቲ ዝግባእ ይስራሓሉ ከምዘየለ ብምሕባር። ጀርዲን ንምርባሕ ጥሪት ምቹእ ብምዃኑ። ነፍሲ- ወከፍ ሓረስታይ ክነጥፈሉ ጸዊዑ፣

العمل المتواصل – تعزيز للروح المعنوية نحو...

Commemoration of Operation Fenkil concludes

Commemoration of Operation Fenkil Opens

Dutch action is unwarranted and unacceptable

Interview: President Isaias on domestic issues

وزير الإعلام الإرترى يمانى جبرميسكل لـ...