May 9, 2011

ተረኺቡ ዘሎ መስተርሆ። ውጽኢት ስጡም ውህደት ህዝብን መንግስትን’ዩ” ሓርበኛ ዑመር ሃኪቶ

ተረኺቡ ዘሎ መስተርሆ። ውጽኢት ስጡም ውህደት
ህዝብን መንግስትን’ዩ” ሓርበኛ ዑመር ሃኪቶ

ብጽኑዕ ሓድነቱ። ሃገራውነትን ዘይተጻዓድነቱን ዝልለ ህዝቢ ኤርትራ ረኺብዎ ዘሎ መስተርሆ። ውጽኢት
ናይ’ቲ ምስ መንግስቱ ተወሃሂዱ ዘሰላስሎ ዘሎ መደባት ልምዓትን መኸተን ምዃኑ ሓርበኛ ኣቦ ኣቶ

መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ገሊጾም፣ ሓርበኛ መሓመድ ዑመር ሃኪቶ። ኣብ 20 ዓመታት ናጽነት ኣብ መላእ ሃገር ዝተተግበረ መደባትን ዝተሓፍሰ ዓወታትን ፍረ ናጽነት ከምዝኾነ ብምሕባር። ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሲምፖዝዩማት ዝቐርብ ዘሎ ወረቓቕትን ምርኢትን። ክሳብ ክንደይ ሰጒምና ከምዘለና ዘንጸባርቕ

ምዃኑ። ኣብ ከተማ ዓሰብ ዝተኻየደ ሲምፖዝዮም ምምሕዳር ዞባን ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ከም ኣብነት
ተረኺቡ ዘሎ መስተርሆ። ውጽኢት ስጡም ውህደት
ህዝብን መንግስትን’ዩ” ሓርበኛ ዑመር ሃኪቶ

ብምጥቃስ ኣረዲኦም፣ ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ-ባሕሪ ኣብ ውሽጢ 20 ናይ ናጽነት ዓመታት ዝተሳለጠ መደባት ልምዓት። ማሕበራዊ ፍትሒ ኣብ ምንጋስ ልዑል ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ዝገለጸ ሓርበኛ
መሓመድ ዑመር ሃኪቶ። “ራኢ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብሓያል ጻዕሪ ይሰምር ከምዘሎ ዘነጽር ገስጋስ’ዩ” ክብሉ ኣብሪሆም፣ ሓርበኛ መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ኣብ መወዳእታ። ዝደቀሰን ዝሓልምን
ዕብየትን ለውጥን ከምዝየምጽእ ብምዝኽኻር። መንእሰያት ካብ ኣያታቶም ዝወረስዎ ሓድነት።
ሃገራውነት። ስኒትን ፍቕርን ስራሕን ክዕቅቡ ተላብዮም፣

العمل المتواصل – تعزيز للروح المعنوية نحو...

Commemoration of Operation Fenkil concludes

Commemoration of Operation Fenkil Opens

Dutch action is unwarranted and unacceptable

Interview: President Isaias on domestic issues

وزير الإعلام الإرترى يمانى جبرميسكل لـ...