March 24, 2014

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ገዳይም ተጋደልቲ መብራህቱ ተኽለኣብ፡ ኣማኑኤል ሃይለን ደሱ ተስፋጼንን ድሕሪ ጽባሕ ረቡዕ ክፍጸም’ዩ፣

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ገዳይም ተጋደልቲ
መብራህቱ ተኽለኣብ፡

ኣማኑኤል ሃይለን ደሱ ተስፋጼንን
ድሕሪ ጽባሕ ረቡዕ ክፍጸም’ዩ፣

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ገዳይም ተጋደልቲ መብራህቱ ተኽለኣብ፡ ኣማኑኤል ሃይለን ደሱ ተስፋጼንን ድሕሪ ጽባሕ ረቡዕ ክፍጸም’ዩ፣

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ – ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ)፡ ብርጋዴር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፡ ከምኡ’ውን ገዲም ተጋዳላይ ደሱ ተስፋጼን፡ ድሕሪ ጽባሕ ረቡዕ 26 መጋቢት ሰዓት 10 ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ክፍጸም’ዩ፣

እቶም ገዳይም ተጋደልቲ፡ ኣብ ጽንብል ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ምድምሳስ “ውቃው እዝ”ን ምፍራስ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን ንምስታፍ እናተጓዕዙ፡ ብ20 መጋቢት ሰዓት 4፡30 ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ መስመር ባጽዕ – እማህሚመ ከባቢ ኣብ-ድርባቡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና’ዮም ተሰዊኦም፣

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

Eritrean community festival in Germany

President Isaias encourages national cycling team

Cabinet of Ministers holds meeting

Senior delegation holds talks with Chad President

Eritrean delegation participates at TICAD...

National Association of Public Health Founding...