May 30, 2011

ሪያድ። ኤርትራውያን ምዕሩግ ጽንብል ናጽነት ኣካዪዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሪያድን ከባቢኣን – ንግስነት ስዑዲ ዓረብ። ምዕሩግ ጽንብል ናጽነት ኣካዪዶም፣ ኣብ’ቲ ብ25 ግንቦት ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ዝተኻየደላዕለዎት ሰበ-ስልጣን’ታ ሃገርን ዞባ ሪያድን ዝተሳተፍዎን ጽንብል። ንጕዕ 20 ዓመታት። ቱሪዝማዊ ጸጋታ ኮማዊ ንጥፈታትን ዘንጸባርቕ ስእላዊ ምርኢት።

ብሚስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ተኸፊቱ፣ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣቶ መሓመድዑመር ማሕሙድ ኣብ ዘስመዖ ቃል። ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይፍትሓዊ እገዳ ብሓያል መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ከምእተሳዕረ ብምጥቃስ። ኤርትራ ሽግራት ዞባና ኣብ ምፍታሕን ክልተኣዊ ዝምድናታት ኣብ ምምዕባልን ክትጻወቶ ንዝጸንሐት ምቕሉል ተራ ኣብሪሁ፣ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ኣብ ዘስምዖ ሓጺር ቃል።

ኣንጻር ኩሉ ዝርያ ናጽነት ዘረጋገጸ ጽንዓትን ተወፋይነትን ህዝቢ ኤርትራ። ምፍሻል ኣንጻሩ ዝእለም ውዲታት ከምዘይእግሞ ብምምልካት። ህዝቢ ሓድነቱ ዓቂቡ ብልዑል ንቕሓት ተሳትፎኡ ኣብ ሃገራዊ መደባት ከዕዝዝ ኣዘኻኺሩ፣ እቲ ጽንብል። ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ደሚቑ ነይሩ፣

Hirgigo power plant: Project worth over 98 Million...

Cabinet Ministers holds meeting

“Beyond Refugee Crisis and Human Tracking...

Engaging & Understanding the Horn of Africa...

Speech by H. E. Ambassador Hanna Simon, Permanent...

The Board of Directors of the African Development...