December 26, 2013

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ለንደን፡ ደቆም ብባህልን ክብርታትን ሕብረተሰቦም ክህነጹ ብዝሓየለ ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም፣

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ለንደን፡ ደቆም ብባህልን ክብርታትን ሕብረተሰቦም ክህነጹ ብዝሓየለ ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም፣

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ለንደን፡ ደቆም ብባህልን ክብርታትን ሕብረተሰቦም ክህነጹ ብዝሓየለ ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም፣

ማሕበረ-ኮማት ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ለንደን – ዓባይ ብሪጣንያ፡ ጥርናፈኦም ብምሕያል ንደቆም ብባህልን ክብርታትን ሕብረተሰቦም ንምዂስኳስ ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ገሊጾም፣

ንሳቶም ነዚ ዘረጋገጹ፡ ብመሰረት’ቲ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝጀመሮ ኣብ ምጥርናፍ መንእሰያትን ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ንቈልዑን ዘተኰረ መደብ፡ ብ22 ታሕሳስ ኣብ ዘካየድዎ ጽንብል’ዩ፣

ኣብቲ ንርክብ ወለድን ውሉድን ዘሐይልን ንቈልዑን መንእሰያትን ምስ ባህሎምን መንነቶምን ዘላልን ዓመታዊ መደብ፡ ንረብሓን ኣገዳስነትን ድልዱል ጥርናፈ መንእሰያትን ምዕቃብ ባህላዊ መንነትን ዝምልከት ኣስተምህሮ ብዝተፈላለዩ ሰብ-ሞያ ከምእተዋህበ፡ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ፣

ኣብ መወዳእታ ተሳተፍቲ፡ ንረብሓ ሓያል ውዳቤ ኣመልኪቶም ብዕምቈት ድሕሪ ምዝታይ። ኣብ 2014 ኣብዚ መዳይ’ዚ ብዝበለጸ ክስራሕ ብምርድዳእ። ብምኽንያት በዓላት ክሪስ-ማስ፡ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ኣብ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ሰናይ ምንዮቶም ብምግላጽ፡ ድልውነቶም ንዝበረኸ መኸተ ኣረጋጊጾም፣

******** ኣ.ዜ.ኤ ********

5th YPFDJ Conference in Saudi Arabia concludes

Sixteen years of unbridled violence and defiance

Cabinet of Ministers holds meeting

14th YPFDJ Conference concludes

14th YPFDJ conference in Europe underway

ሓርበኛ ድንጉስ ኣረይ፡ ኣብ መበል 103 ዓመት...