May 14, 2015

ማሕበረ ኮማት ሱዳን፡ ኣብ ሃዋሁው ናጽነት

ማሕበረ ኮማት ሱዳን፡ ኣብ ሃዋሁው ናጽነት

ማሕበረ ኮማት ሱዳን፡ ኣብ ሃዋሁው ናጽነት

ኣብ ሱዳን፡ ምስ ክፍሊ ህዝባዊ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ጥቡቕ ናይ ስራሕ ርክባትን ዝምድናታትን ዘለዎ ኣርባዕተ ኤርትራዊ ማሕበረ-ኮማትን ተወሰኽቲ ጨናፍርን ኣሎ። እዚ ማሕበረ-ኮማት እዚ፡ ኣብ ጥርናፈ ዜጋታትን ምዕባይ ተሳትፎ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያትን ዘለዎ ተራ ከኣ ልዑል እዩ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2015፡ ኣብ ዞባታት ከሰላን ቀይሕ ባሕሪን ናይ ሱዳን ኣብ ዝተንቀሳቐስናሉ እዋን፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ማሕበረ-ኮማትን ኣብ ጽላሉ ዝዕምብብ ዘሎ ጨናፍር ሃገራውያን ምትእኽኻባትን ከምኡ’ውን ብቤት ጽሕፈት ትምህርታዊን ባህላዊን ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ትምህርትን ካልእን ክንድህስስ ዕድል ረኺብና። ብፍላይ ኣብ ዞባታት ከሰላን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ’ዚ ዝኽሪ በዓል ናጽነትና ሒደት መዓልታት ጥራይ ተሪፉሉ ዘሎ እዋን ሓያሎ ንጥፈታት ክ…  PDF

ارتريا .. في لقاء أعرف أهلك بالقاهرة ” تقصير...

Eritrean delegation participates at COMESA summit

Ethiopian Prime Minister returns home concluding...

Prime Minister Dr. Abiy Ahmed arrived in Asmara...

Eritrean community festival in Germany concludes

Festival of Nationals in Germany commences