November 3, 2011

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ብጋዜጣታት ኬንያ ዝተጋውሐ ክሲ ውጹእ ሓሶት ምዃኑ ገሊጹ።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ብጋዜጣታት ኬንያ ዝተጋውሐ ክሲ ውጹእ ሓሶት ምዃኑ ገሊጹ።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ “ኤርትራ ናብ ምንቅስቓስ ኣልሸባብ ናይ ሶማል ኣጽዋር ልኢኻ” ክብላ ጋዜጣታት ኬንያ ዘጋውሕኦ ወረ፣ መሰረት ዘይብሉ ውጹእ ሓሶትን ጸለመን ምዃኑ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብ2 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ “ሓደ ላዕለዋይ በዓል-ስልጣን ምብራቕ ኣፍሪቃ”፤ “ገለ ሰበ-ስልጣን”፤ “ምንጭታት ኢንተርነት” ከምኡ’ውን “ሶማላውያን ፖለቲከኛታት” ከምዝበልዎ ኣምሲልካ ዝተዘርግሐ ሓሶት፣ ኣካል ናይ’ቲ ንኤርትራ ንምጽላምን ንሃናጺ ተራኣ ንምዕንቃጽን ብገለ ሓይልታት ዝካየድ ዘሎ ዘመተ ከምዝኾነ ኣነጺሩ።

ምሉእ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ድሕሪ ዜና ክቐርብ’ዩ።

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

Ambassador Yohannes holds talks with South Sudan...

Minister Osman Saleh holds talks with Luxemburg...

President of Guinea arrives in Massawa

Official commemoration of Operation Fenkil

President Isaias met and held talks with Mr. Neven...

President Isaias Afwerki Meets Abu Dhabi Crown...