June 30, 2011

ሚኒስተር ጽዓትን ማዕድንን፣ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሊባኖስ ኣብጺሑ።


ሚስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ፣ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንፕረዚደንት ሊባኖስ ሚሸል ሱሌማን ኣረኪቡ።
ኣብቲ ርክብ፣ ክልቲኦም ወገናት፣ ዝምድና ኤርትራን ሊባኖስን ንምድንፋዕ ብዝምልከት ከምዝዘተዩ፣ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ብዘይካ’ዚ ልኡኽ ኤርትራ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ነጂብ ሚጋቲ ብምርኻብ፣ ብምኽንያት ምቛም ሓድሽ መንግስቲ ሊባኖስ “ዮሃና” ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብጺሑ።
ሚኒስተር ጸዓትን መዓድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ ብተወሳኺ፣ ምስ ሊባኖሳዊ መዘናኡ ኣሰይድ ጅብራን ባሲል ተራኺቡ፣ ብዛዕባ ዝምድናታትን ምትሕብባርን ክልቲኡ ሚኒስትሪታት ተመያዪጡ።

***** ኣ.ዜ.ኤ. *****

The “Interventionist” and “Destabilizer”...

Reflections on the International Day of Peace

The “Needy and Less Capable” African

Reflections on ‘Hamid Idris Awate 1915-1962’

The National Unity and Identity of Eritrea

Our Greatest Resource and Most Precious Asset