January 9, 2012

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ። ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ዝገልጽ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ባይቶ ጸጥታ ልኢኹ፣

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ። ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ዝገልጽ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ባይቶ ጸጥታ ልኢኹ፣

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ። ተቘጻጻሪ ጉጅለ ሶማልያን ኤርትራን ኣብ ታሕሳስ 2011 ንዝዘርግሖ ጸብጻቡ ኣመልኪቱ። ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ዝገልጽ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ልኢኹ፣

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ወግዓዊ ደብዳቤ። እቲ ተቘጻጻሪ ጉጅለ “ናይ ኤርትራ ወተሃደራዊ ሓበሬታ ብደቂቕ ንምፍላጥ ንጽዕር ኣለና” ክብል፣ ባዕሉ ኣብ ጸብጻባቱ ኣስፊርዎ ንዘሎ ሕጡበ-ጽሑፍ ብምጥቃስ። እዚ ኣበሃህላ’ዚ፣ እቲ ተቘጻጻሪ ጉጅለ ኣንጻር ኤርትራ ኣንቂድዎ ንዘሎ ዘይሞያውን ዘይሕጋውን ባህሪ ዘነጽር ምዃኑ ገሊጹ፣

“መንግስቲ ኬንያ’ውን ንባዕሉ ካብ ካልኣይ ወገን ዝረኸብክዎ ሓበሬታ’ዩ” ኢሉ ኣንጻር ኤርትራ ዘቕረቦ ክሲ። ተቘጻጻሪ ጉጅለ ብድፍኑ ብምቕባል። “ኤርትራ ኣጽዋር ከምዝጸዓና ዝግመታ 3 ነፈርቲ ናብ ሶማል ልኢኻ ንዝብል ሓበሬታ የጻሪ ኣለኹ” ምባሉ። ንዝምቡዕ መርገጺን ኣሰራርሓን ናይቲ ጉጅለ ዘግህድ’ዩ፣” ዝበለ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ። መንግስቲ ኤርትራ ነቲ መሰረት ዘይብሉ ክሲ ብትሪ ብምቅዋም። እቲ ጉዳይ ክምርመር ንባይቶ ጸጥታ ኣቐዲሙ ምሕታቱ እውጅ ክንሱ። እቲ ጉጅለ ነዚ ናይ ኤርትራ ሕቶ ብፍላጥ ጐስይዎ ክሓልፍ ምምራጹ። ኣካል ናይቲ መሰለት ኤርትራ ንምድዋን ዘካይዶ ዘመተ ምዃኑ ብጭብጥታት ኣሰንዩ ኣቕሪቡ፣

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ብምቕጻል። “ኤርትራ ንተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ተሰልጥንን ተዕጥቕን ኣላ” ክብል ዝወሰኾ ላቔባ። መሰረት-ኣልቦ ምዃኑ ብምግላጽ። ብመንጽር’ዞም እናሓደሩ ዝዅልዑ ዘለዉ ሓቅታት። ባይቶ ጸጥታ ነዚ ‘ተቘጻጸሪ’ ዝበሃል ዘሎ ጉጅለ ከህድሶን ከዕርዮን ከምዝግባእ፤ ማዕረ ማዕሪኡ ድማ ብዝርዝርን ብንጹርን ኣገባብ ንጥፈታቱን፤ ዝግዛኣሉን ዝምርሓሉን መሰረታዊ ሕግታት ከንብረሉ ጸዊዑ፣

******** ኣ.ዜ.ኤ *******

العمل المتواصل – تعزيز للروح المعنوية نحو...

Commemoration of Operation Fenkil concludes

Commemoration of Operation Fenkil Opens

Dutch action is unwarranted and unacceptable

Interview: President Isaias on domestic issues

وزير الإعلام الإرترى يمانى جبرميسكل لـ...