February 13, 2014

ሚኒስተር ዑስማን መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ ኣብጺሑ

 ሚኒስተር ዑስማን መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ናብ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ ኣብጺሑ

 ሚኒስተር ዑስማን መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ ኣብጺሑ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ብ12 ለካቲት
መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኡጋንዳ ዩዌሪ ካጉታ ሙሰቨኒ ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡
ብቐንዱ ኣብ ዞባዊ ጉዳያትን ክልተኣዊ ምትሕግጋዝን ዘተኰረ’ዩ ነይሩ።ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሰቨኒ ነቲ መልእኽቲ ድሕሪ ምቕባል፡ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ስለ’ቲ ክልተኣዊ ዝምድና ንምምዕባልን ኣብ ዞባና ሰላምን ምርግጋእን ንምስፋንን ዝወሰዶ ተበግሶ ኣመስጊኑ።

Enigmatic Eritrea: Engagement, Investment &...

High Level Achievements in the Annual Health...

26th Independence – Messages of Congratulations...

26th Independence – Messages of Congratulations...

26th Independence – Messages of Congratulations...

26th Independence – Messages of...