January 23, 2013

መንእሰያት መምህራን ኣብ ምዕባለ ሃገር ኣበርክቶኦም ዝያዳ ከሐይሉ ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ ኣዘኻኺሩ።

መንእሰያት መምህራን ኣብ ምዕባለ ሃገር
ኣበርክቶኦም ዝያዳ ከሐይሉ ኣቦ-መንበር
ሃማመተኤ ኣዘኻኺሩ።

መንእሰያት መምህራን ኣብ ምዕባለ ሃገር ኣበርክቶኦም ዝያዳ ከሐይሉ ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ ኣዘኻኺሩ።

መንእሰያት መምህራን – ኣብ ምዕባለ ሃገር ኣበርክቶኦም ዝያዳ ከሐይሉ ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ ኣቶ ሱልጣን ስዒድ፣ ንወከልቲ ጨንፈር መንእሰያት መምህራን ዞባ ማእከል ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ኣዘኻኺሩ።

ኣቶ ሱልጣን፣ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ሓያል ባህሊ ዓያይነት ከምዝምርኰስ፤ ንምዕባለ ዓያይነት ድማ እቲ ቀንዲ ጸጋ ሰብኣዊ ዓቕሚ ከምዝኾነ፣ እዚ ድማ ብኣውራኡ ኣብ መንእሰያት ከምዝምርኰስ ኣብሪሁ።

ምዕባለ ሓደ ሃገር ብሓያል ባህሊ ዓያይነት ንምርግጋጽ ብዕቱብ ይስራሕ ከምዘሎ ዝጠቐሰ ኣቶ ሱልጣን፣ ኣብ መጻኢ’ውን ብውዱብ መልክዕ ብዝበለጸ ክስራሓሉ ምዃኑ ኣብሪሁ።

ሓላፊ ጨንፈር ሃማመተኤ ዞባ ማእከል ኣቶ ሃገር ጋንዛይ ብወገኑ፣ መንእሰያት ብሓፈሻ ዝያዳ ድማ መንእሰያት መምህራን ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ተማሃሮ፣ ምዅስኳስን ምህናጽን ጥዑይ ዜጋ፣ ከምኡ’ውን ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝዓዘዘ ተራ ክጻወቱ ኣተሓሳሲቡ።

*** ኣ.ዜ.ኤ. ***

Ethiopian Airlines resumes flight to Asmara

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias