February 24, 2013

ሓድሽ ማሽነሪታት ህንጻን ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝብን ንብረትን ዝውዕል መካይንን ናብ ሃገር ክኣቱ ጀሚሩ።

ሓድሽ ማሽነሪታት ህንጻን ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ
ህዝብን ንብረትን ዝውዕል መካይንን ናብ ሃገር ክኣቱ ጀሚሩ።

ሓድሽ ማሽነሪታት ህንጻን ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝብን ንብረትን ዝውዕል መካይንን ናብ ሃገር ክኣቱ ጀሚሩ።

ሓድሽ ማሽነሪታት ህንጻን ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝብን ንብረትን ዝውዕል መካይንን ናብ ሃገር ክኣቱ ጀሚሩ።

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገር ንዝሰላሰል ዘሎን ኣብ’ዚ ዓመት’ዚን ድሕሪኡን ንኽትግበር ውጥን ወጺኡሉ ዘሎን መደባት ልምዓት ንምድንፋዕን ብቕዓትን ስሉጥነትን ኣገልግሎት መጓዓዝያ ንምርግጋጽን፣ ዝተፈላለየ ሓድሽ ዘመናዊ ማሽነሪታት፣ ናይ ጽዕነት መካይንን ናይ ህዝቢ ኣውቶቡሳትን ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ ናብ ሃገር ክኣቱ ጀሚሩ’ሎ።

እቲ ብወደብ ባጽዕ ዝኣቱ ዘሎ ማሽነሪታትን ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝብን ንብረትን ዝውዕል መካይንን፣ ኣብ’ቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስን ቍጠባዊ ምዕባለ ንምርግጋጽን ኣብ መላእ ሃገር ዝሰላሰል ዘሎ ሰፋሕቲ መደባት ልምዓት መቐይሮ ከምዘምጽእ ኣየጠራጥርን።

እቲ ማሽነሪታት – ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ፣ ምምዕባል ትሕተ-ቅርጽን ኣገልግሎታትን፣ ከምኡ’ውን ካልኦት ስትራተጅያውያን ንዝትግበር መደባት ፍጥነትን ኣድማዕነትን ከምዝኾኖ፤ እቲ ካልእ መካይን ድማ ንዝጸንሐ መጓዓዝያ ህዝብን ንብረትን ናብ ዝሓሸ ደረጃ ከምዘደይቦ ኣየማትእን።

ኣብ መወዳእታ 2011 እውን፣ ብርክት ዝበላ ዓበይትን ማእከሎትን ናይ ጽዕነት መካይን፣ ቦጣት፣ መጥፋእቲ ሓዊ፣ ከምኡ’ውን ናይ ሕርሻ፣ ትሕተ-ቅርጽን ህንጻዊ ስራሓትን ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ዘመናዊ ማሽነሪታት ብወደብ ባጽዕ ምእታዉ ይፍለጥ።

***** ኣ.ዜ.ኤ *****

Interview with President Isaias Afwerki

President Isaias Leaves for Egypt

Mohamed bin Zayed receives President of Eritrea

Eritrea 2017 in Review  – Part I

President Isaias Receives Credentials of Six...

الإيقاد .. الوجه الآخر للنظام الإثيوبى .. هل...